ዛላንበሳ⬆️
ንመላእ ህዝቢ ትግራይ፣ ህዝቢ #ኤርትራን ህዝቢታት #ኢትዮጵያን እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት 2011 ዓ.ም ብሰላም ኣብፀሓኹም።
ኣብ #ዛላንበሳ ዝነበረ ሓፁር/ድፋዕ/ብኣባላት ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብኸምዚ ብሰላም ምፍራስ ጀሚሩ ኣሎ።
እዙይ ርክብ ኣሓት ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን መላእ ህዝብታት ኢትዮጵያን ንምጥንኻር ዝለዓለ ትፅቢት ዝግበረሉ ተግባር እዩ።
ደጊምና ሰናይ ሓዱሽ ዓመት!
.
.
የኢትዮጵያና የኤርትራ ወታደራዊ አመራሮች ዛሬ ጳጉሜን 5 ቀን 2010 ዓም በዛላምበሳ ድምበር ተገናኝተዋል፡፡ኢትዮ ኤርትራ በመሬት ለማገናኘት ከሚያስችሉ መንገዶች አንዱ ዛላምባሳ ሲሆን በቅርቡ ስራ እንደሚጀምር በሁለቱም አገራት መሪዎች ስምምነት መደረጉ የሚታወስ ነው፡፡
🌼🌼መልካም አዲስ አመት🌼🌼
©የትግራይ ክልል መንግስት ኮሚኒኬሽን
@tsegabwolde @tikvavahethiopia